Om oss
English
ትግርኛ
Our Mission
Our mission is to make it easy to do business anywhere. We enable companies and our partners to change the way they market, sell and operate to improve their efficiency. Habesha online is a platform that strengthens and drives the East African trading infrastructure. We want to be the solution for both the seller and the buyer online. We provide the scope of marketing to help merchants, brands and other companies harness the power of new technology to engage with their users and customers and work more efficiently. In the long term, we want to be a solution to the increased unemployment for our buyers and sellers by providing opportunities for more business online.
Habesha
ሓይሊ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ፣ ኣብ ብዝሒ ዓቕሚ ሰቡ ዘይኮነ ኣብ ስምረቱ'ዩ:: ንሕና ከም ሕብረተሰብ ፣ ኣብ'ዚ ዝያዳ ካልኦት ኣህዛብ ዓለም ፋሕ ቢልናሉ ዘለና እዋን ፣ ዕዉታት ክንከውን ዝሓቁፈና ማሕበረሰብ ክህልወና ኣለዎ:: ምኽንያቱ ሓይልና ኣብ ስምረትና ስለ ዝኾነ:: ነዚ ክዉን ንምግባር እያ እምበኣር፣ habeshaonline.se ተመስሪታ ዘላ:: ቀንዲ ዕላማ እዛ ዌብሳይት ፣ ንሕና ከም ህዝቢ ፡ ወነንቲ ተውህቦን ልዑል ብቕዓትን ክነስና ፡ ክሳብ ሕጂ ን እንዳማትና ማሕበረሰባት ይኹን ግለ ሰባት ከነማዕብል እምበር ንሕና ንምዕብለሉ መድረኽ ከየሰናዳእና ኢና ጸኒሕና:: ድሕሪ ደጊም ግን ፡ በቲ ዘለና ተውህቦ እንሰርሓሉን ፡ ብሓባር እንዓብየሉን ፡ ብግልን ብማሕበረሰብ እንምዕብለሉን ዕድል ንምፍጣር ፣ "ጆባእ!" ትብለና ኣላ እሞ : ንዓና'ዩ ! ብኣና'ዩ ! ካባና እዩ ! እሞ : ምስሊ መጻኢና ንምጽባቕ ፣ ኣንፈት ሓይሊ ሰብና ናብ ማሕበረሰብና ነቅንዕ::